Sowhi Nigus Primary School

ግልፂ ጨረታ

ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 13/6/2018ዓም ክሳብ ዕለት 20/6/2018ዓም ነቲ መስርሒ ቦታ መፂኹም ብምርኣይ ንሓንቲ ኮንቲኔር ንወርሒ መበገሲ 7000 ብር ሸውዓተ ሽሕ ብር ኾይኑ ዘይምለስ 200 ብር መኽበሪ ሰነድ ብምኽፋል ተወዳደርቲ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብስም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 2ዐ/6/2018ዓም ሰዓት 5፡oo ኣታዊ ብምግባር ተወዳደረቲ ኣብዘለውሉ 5፡30 ጨረታ ዝኽፈት ምኻኑ እንዳሓበርና እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ዘይንግደድ ምኻንና ንሕብር ።

ቁፅሪ ስልኪ 0914542407 ኣድራሻ ንምሕታት