1 በቲ ዘፈር ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
3 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነተ ዘለኩም ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኮንኩም ዝገልፅ ምስክር ወረቀት ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 ጨረታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 5 ካብ ዕለት 16/6/2018 ዓም ክሳብ 1/7/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ትክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ ኮንስትራክሽን ህንፃ: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : 100 እንትከዉን ናይ ሳኒተርን : ጨርቂ : ኣቅሑት ፅሬት ብነፃ ዝዉሰድ ይከዉን እዩ
8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዝ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ይከዉን
9 ንሕድሕድ ዝተወዳደርክምሉ ዘርፊ ህንፃ ኤሌክተሮኒክስ : ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ጨረታ ቢድ በንድ 500000 ቅርሺ ንጨርቂ ሲነታይዘር 300000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
10 መወዳደሪ ሰነድደኩመንት ብዝንበብ ተፃሒፉ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ትካልኩም ሽምን ፊርማን ማህተምን ክዓርፈሉ ይገባእ
11 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይንኩም እንተረኪብኩም ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ትሕጃ መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲታት አታዊ ትገብሩ
12 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ፅሬቱን ብቅዓቱን ዝሐለወ ኮይኑ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣከሱም ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ በፅሬት ቆፂሩ ከረክብ ዝክእል
13 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ብናይቲ ትካል ዘደላዉ ቅጥዒ ኮይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ማሕተም ዓሪፈዎ ካብ ዕለት 6/6/2018 ዓም ክሳብ 1/7/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
14 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 1/7/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
15 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓትን እንተዘይቀሪቦም ኣብ ዘየለዉሉ ዝክፈት ይከዉን
16 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347753134 0914040968