Tigray Region Militance office

ፃውዒት ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኮብራ መኪና ስፔር ፓርት ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1Radiator assy16400-17020ብቑዕሪ01
2Tank Assy, Radiator Reserve16470-61060ብቑዕሪ01
3Geyille Radiator53111-60090ብቑፅሪ01
4Head Lamp assy RH81110-60380ብቑፅሪ01
5Head Lamp assy LH81150-60200ብቑፅሪ01

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል

3. ፃውዒት ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 5/6/2018 ዓ.ም ክሳብ 9/6/2018 ዓ.ም

4. ፃውዒት ፕሮፎርማ ዝርአየሉ ዕለት/6/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት

5. እቲ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወን ኦርጅናልን ምዃኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይኸውን

6. እቲ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ ሞንጎ ሰዓራይን ትካልን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

7. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት