Tigray Water Works Enterprise

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
371821Nail012Kg200
2Nail10Kg200
3Nail06Kg150
4water stopGS-28m Wid387
5Corrugated Iron SheetG-30pcs147
9Soft Wire1.5mmKg300
7Barbed Wire1=5omRoll150
8Anti Rust paintgallon25

- ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ሻት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓጺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 03/06/2018- 05/06/2018 ዓ/ም ሰዓት11:00 እዩ።

- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 06/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ሰዓት ይኸውን ።

– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ – ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።