Tigray Womans Association

Ref. No: 82759/11-3/2017

Date 21/09/2017

ናይ ጨረታ ምልከታ

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CDO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ)

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 25/05/2018 ዓ/ም -29/05/2018 ዓ/ም ይከውን::

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 29/05/2018ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

9 VAI ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዓቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማቁፅሪ05M755