Tigray Region Militance office

ፃውዒት ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሃርድ ቶፕ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1ሾክ ኣብዞርቨር ቅድሚትን ድሕሪትንset04
2ኤም ፒ ስሪ ምስ ፍለሹ01
3ኮለኔት ምስ ኔቱ04
4ስምያስ የማንን ፀጋምን ናይ ቅድሚት02

1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል

3. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 13/5/2018 ዓ.ም ክሳብ 18/5/2018 ዓ.ም

4. ፕሮፎርማ ዝርአየለ ብዕለት 18/5/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት

5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኸእል እዩ

6. እቲ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወን ኦርጅናልን ምዃኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይኸውን

7. እቲ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ ሞንጎ ሰዓራይን ትካልን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል