Mekelle Hospital

በቑፅሪ 271/0ፕ18-1/18 

ዕለት 13/05/2018 ዓ/ም

ፕሮፎርማ ምልክታ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ንድሪፕ ዝኸውን ጨርቂ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-

1. ብዘፈር ዓውደ ስራሕ ልዕል ኢሉ ብዝተጠቐሰ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፤ ዲክለረሽን፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ ላ

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/05/2018 ዓ/ም ክሳብ 15/5/2018 ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ወዲያው ይኸፈት

3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ንብረት ሰዓርቲ ምምዃኖም ደብዳበ ካብ ዝበፅሖም ዕለት ጀሚሩ ናብ ትካልና ኣብ ሓፂር ግዘ ብናይ ባዕሎም/ለን ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ የገልግል

6. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም/ለን ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

7. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

8. ዝቐርብ ደረሰኝ ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ክቕርብ/ርባ ዝኸእሉ/ላ