ምልክታ ጨረታ
ናይ ዝለምዕ መሬትን ግሪን ሃውስ ሼድን ክራይ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ናይ ግብርና ሃፍቲ ብብቅዓት ምጥቃም ምህርቲ ሕርሻ ኣብ ምዕባይ ዝሓሓዞ ልኡኽ መሰረት ብምግባር ናይ ግብርና መሬት ግሪን ሃውስ ሸድን ናይ መስኖ መልምዒን ብክረምታዊ ዝለምዕ መሬትን ብቅዓት ንዘለዎም ሰብ ሞያ ን3ተ ዓመት ከካርይ ለዝደለየ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ
➢ ወቅታዊ ተሓራሲ መሬት/ብዝናብ ዝሽፈን/ ኣጠቃላ ፍሓት መሬት 11.20 ሄክታር
➢ ብመስኖ ዝለምዕ መሬት ኣጠቃላሊ ስፍሓት ሬት 6.22 ሄክታር ነባር ናይ ጠምጠብታ መስኖ መሰረተ ልምዓት ኣሎ፣ ይኹንምበር ዝተወሰነ ፅገና ስለዘድልዮ ጨረታ ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወጪ ኣፀጊኑ ምጥቃም ይኸእል እዩ ::
➢ ንፈልሲ መምረቲ ዝውዕል ግሪን ሃውስ ሼድ መጠን 10ሜ*66ሜ (660m2) እንትኾን ዝተወሰነ ሕድሳት ተገይሩ ናብ ስራሕ ዝኣቱ እንትኸውን ጨረታ ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣፀጊኑ ምጥቃም ኸእል እዪ ::
➢ ናይ ኪራይ ግዘ ን3ተ ዓመ ኮይኑ ናይ ውዕሊ ፈፃማይ ኣፈፃፅማ እናተርኣየ በቢ ዓመቱ ዋጋ ክራይ ፅንዓት ተገይሩ ዝሕደስ ::
➢ እቲ ቦታ ዝርከበሉ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ (ካብ ከተማ መቐለ 6ኪ/ሜ ንኣንፈት ደቡብ)
➢ ንዕዳጋ ካልኦት መሰረተ ልምዓት (መንገዲ መብራህቲ ማይ) ቐረባ ዝኾነ ::
ኣብቲ ጨረታ ንዝወዳደሩ ዘማልኡዎ ረቓሒታት
1. ብግብርና ምህርቲ ፣ብኣትክልትን ፍራምረን፣ብፈልሲ ወይድማ ካልኦት ተዛመድቲ ተግባራትን ርኡይ ዝኾነ ዓቅምን ልምዲን ዘለዎ ::
2. ቅድሚያ ናይ ኪራይ ስራሕ ክፍሊት ናይ ስራሕ መካየዲ ወፃኢታት ናይ ፅገና ወፃኢታት ናይ ኢንሹራንስ ግዴታታትን ንምምላእ ናይ ፋይናንስ ዓቅሚ ዘለዎ ::
3. ማይን ካልኦት ግብኣታትን ማለትውን ንመምረቲ ዘድሊ ኩሉ ብናይ ተጫራቲ ኣቅርቦት ይኸውን ::
4. ናይ መብራሃቲ ዝምልከት ናይ ባዕሉ ብሬከር መቆ ተጠቂሙ ወርሓዊ ዝመዖ ሒሳብ ክኸፍል ዝኽእል ::
5. ጨረታ መኸበሪ 20,000.00 (ዕስራ ሽሕ ብ Cpo ከትሕዝ ዝኸእል ውዕሊ መኸበሪ ናይ ዘሸነፎ ናይ ሓደ ዓመት ከትሕዝ ዝኸእል ::
6. ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ብምኸፋል ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 02 ክወስድ ዝኸእል ::
7. ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ /12/05/2018-25/05/2018 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
8. እቲ ጨረታ ዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ኩሎም ተጫረትሪ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት ::
9. ዝርዝር ድሌት መግለፂ ትካልና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቕረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን ::
10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ትካልና ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0914784453 ወይ ድማ 0914731592 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::
ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ
Tell +2519 14 78 60 59