ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ1
ቁፅሪ ጐደ/2095/8-2/ 18
ዕለት 06 /05 /2018ዓ/ም
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ 4-01003 ትግ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳን | |||||
| 1 | ኦይል ፊልተር | 90918-30003 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 2 | ፍዩል ፊልተር | 23390-64480 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 3 | ፓድ -ኪት | 04465-60150 | ሴት | 01 | ||||
| 4 | ሹ-ኪት | 04495-60070 | ሴት | 01 | ||||
| 5 | ኢለመንት ኪት | 04234-68010 | ቁፅሪ | 01 | ||||
መተሓሳሰቢ
ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብንፁርን ዝረኦይን ደኩመንት ዘቅርብ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ
• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት06/05/18 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ኣብ ኣየር ይፀንሕ
• ብተመሳሳሊ ዕለት08/05/2018 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 03፡30 ይክፈት ሰዓት
• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ
• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አብ ዝወዳደረሉ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ተሓሊዎ እቲ ስርዝድልዝ ዉድቂ ይኸዉን
• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ'ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።