Mekelle Water Supply Office

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 23/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርካሪት ሰርቪስ መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-02070 መኪና እና ታርጋ ቁፅሪ 402072 TATA Buses ተባላሽየን ጠጠው ኢለን ሰለዘለዋ መፀገኒ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር አቁሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 22966 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 02/05/2018 ዓ.ም ብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ

ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርሃን ይግበረሉ

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

ተወዳዳራይ ዘነፎ ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Radiater cup for TATA Bus Modei LP 913 chassi NO MAT49051H7L00949pcs02
2Taper Roller Bearing outer 257633403103pcs04
3Cluch Disck Assy 886325010055pcs02
4Clutch Release Bearing Assy 272425600160pcs02

NB.

➢ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣብ ኣየር ዝንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 06/05/2010 ከሳ 08/05/2018 Is

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መአዘጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል