Tigray Womans Association

ን2 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ ብር 100 ቅርሺ ይኸውን::

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/05/2018 - 13/05/2018 ዓ/ም ይከውን::

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 13/05/2018 ዓ/ም 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 13/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ኣለዎ::

7. ናይቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

8. ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩ