Kalamino inverstement center

ምልክታ ፕሮፎርማ
ዝሃጠረ ዝራብዕ መሸጣ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ
በዚ መሰረት ፦

1. ተወዳደርቲ እቲ ንመሸጣ ዝቀረበ ዝራዕብ ብኣካል ቀሪቦም ብምርኣይ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፓስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳጥን ወይ ከዓ ንኸ መልኡ ዝዓደመኩም ዓሽግካ ምሃብ ይግባእ

2. ብውልቀ ይኹን ብጉጅለ ምጭራት ዝካኣል

3. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ኣብ ውሽ ክልተ ማዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ጌሮም ክወስዱ ዝኸእሉ ::

4. እዚ ፕሮፎርማ 8/05/2018 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት ሰዓት 8:40 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት።

5. ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እተዩ ።

6. እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ። 

7. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 09147552323 ወይ ድማ 0914138905 ደዊልካ

ተቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒመግዚኢ ዋጋመበረሂ
ብር
1ዝራብዕቁፅሪ

1

➢ ንተወሳኺሓበሬታብቁ ስ 0914755232 ምሕታት ይከኣል