Tigray Health Bureau

ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቁፅሪ-31

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Part Number/መለክዒ/Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ወልፊት ሙቀት መከላከሊቁፅሪ01
2ናይ በሪ ሪሞት ኮንትሮልቁፅሪ01
3ኮምፎርትሴት01


ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 23/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ  ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ