Bureau of finance & Resource Coordination

1 በቲ ዘርፊ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2018 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ምካኑን ናይ ዘመኑ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰዓራየ ዝኮነ ተጫራቲ 3 ሚእታዊ ዊዝሆልድ ታክስን ተወሳኪ እሴት ታክስን በቲ መምርሒ መሰረተ ብዕድጋ ፈፃሚ ኣካል ተቆሪፁ ዝተርፍ ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ

6 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ክቅርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነኒበይኑ ብሽምዒ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም

8 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክዉን ይግባእ

9 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 2 ክሳብ 19 20/4/2018 ዓም ክሳብ 4/5/2018 ዓም ሰዓት 10:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል

10 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ብር 110000 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ሰርትፊይድ ቼክ ወይ ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንቲ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል

9 አዚ ጨረታ ዕለት 5/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ ካብ 2 ክሳብ 19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20 % ክቅንስን / ክዉስን/ ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ ኤሌክትሮኒክስ ድማ ብባዓል ሞያ ከምፒተር ተፈቲሹ ትክክላኘነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914775963