Tigray Police Commission

ዕለት 10/4/2018 ዓ/ም

ምልክታፕሮፎርማ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ፦

ታ/ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ኢንጅን ኦይል ኩለርባስ /ታታ/ብሳምፕል01

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ /3/ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ።

6. ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ኮይኑ ኣብ ሕድሕድ ንብረት ዝተመልአ ዋጋ ፃንሒቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 13/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕደጋን ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዕደጋን ፋይናንስን ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ።

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ