Shere endaslase office of water supply

1 ስለዚ ናይ 2008 ዓም ወይ ናይ 2009 ዓም Â በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል ቫት ዝተመዝገበ መለለዩ ቁፅሪ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ ናይ ወርሒ ሰነ 2008 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተከፈሎ ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክተወስዱ ትክእሉ

3 ናይ መክበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 4000 ቅርሺ ንነፍስወከፍ ዓይነት ጨረታ ክተትሕዙ አለኩም

4 እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 16 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 30 ነሓሰ 2008 ዓም ኮይኑ 30 ነሓሰ 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብቲ ጨረታ ሽም ማሕተም ፊርማን ተጫሪቲ ዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ ይግባእ

5 ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ከቅርብ ዝክእል ኣብ ርክክብ ግዘ ምስ ዝወፀ ናይ ጨረታ መዓር ምካኑ ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል ምካና ንሕብር

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444339 ወይዉን 0344442716 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል