እዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉና መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝበሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዝከበርኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ገይሩ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ካብ 16 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 1 ጳጉሜን 2008 ዓም 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስለሰ Â ክዉስዱ ዝክእሉ
- ጨረታ 1 ጳጉሜን 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለትÂ ሰዓት 4 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ካብ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃበ ሰነድ ቢድቦንድ ነኪካ ምቅራብ አይካአልን
- መክበሪ ጨረታ Â ናይ መሳርሒ ፅሕፈት 7000 ቅርሺ ንአቁሑ ኤለክትሮኒክስ 7000 ቅርሺ አቁሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ከትሕዝ ዝክእል
- መጠን ንብረት ክሳብ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ይከኣል እዩ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916 ወይድማ 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል