Kalamino inverstement center

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፦

➢ ናይ 2108 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::

➢ ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/04/2018 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ሰዓት 3:20 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት ::

➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት እቲ ንብት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣታዊ ይገብር :: ካብ ዝኣዘዝናዮ መፍለዪ ኣቅሓ ንብረት ወፃኢ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን ::

➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ::

ተቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመበረሂ
1ኣጀንዳ ማእኸላይቁፅሪ61ይ ደረጃ
2ኮምቲተር ወረቀትካ/ቶን51ይ ደረጃ
3እስክርቢቶካ/ቶን4ቡና 1ይ ደረጃ
4ፕሪንተር ቀለምቁፅሪ280 A
5ቦክስፋይል በዓል በረትቁፅሪ24ኬንት
6ቦክስ ፋይል ተኣሳሪቁፅሪ36
7ክላሰርፓኬት021ይ ደረጃ
8ካኪፖስታማእኸላይፓኬት 03
9ካኪ ፖስታ ንኡሽተይፓኬት02
10ፍሌሽ 64 GBቁፅሪ01
11ፍሌሽ 32 GBቁፅሪ04
12ካርቦንፓኬት051ይ ደረጃ
13እስቴፕልስካ/ቶን041ይ ደረጃ
14ዲቫይደርቁፅሪ03ጋርድያን
15ስቴፕለርቁፅሪ01ማእኸላይ
16ናይ ማህተም ቀለምፓኬት01

➢ ንተወሳኺሓበሬታብቁ ስ 0914755232 ምሕታት ይከኣል