1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቲኢቲ ዝተመዝገብሉ ከቅርቡ ዝክእሉ ብተመሳሳሊ ዘርፊ ዝስርሕ ክኮኑ ይግባእ
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ አብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሒሳብ ክፍል ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብዝትዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ኮፒ ኦርጅናልን ኮፒን ቴክኒካል ክልተ ኮፒ ኦርጅናልን ኮፒን ጥሪ /1 /2026 ብኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790