1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉን
2 መለለይ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉን
3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መረዳእታ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉን
4ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ኣዋርሕ ዘወራረድሉ ወይ ዲክላሪሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን
5 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 2/4/2018 ዓም ክስብ 16/4/2018 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:00 ኮይኑ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
6 ተጫረቲ ነቲ ሰነድ ፅሬቱ ዝሐለወን ብትክክል መንገድን ብምምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 16/4/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም
7 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 16/4/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረክብሉ ይክፈት
8 ኮይኑ ግና ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
9 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ሽምን ፊርማን ኣድራሻን ከስፍሩ አለዎም
10 ተጫራታ ሳዓራይ ምኮኑ ንስተፈለጠ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ምቅራብ ዝክእልን ክከዉን አለዎ
11 መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ዝምልከት ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ: ንኣቀሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 15000 ቅረሺ : ንኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 50000 ቅርሺ : ንተሸከርከርቲ 15000 ቅረሺ : ከምእዉን ንመሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ ብጥር ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከትሕዙ አለዎም
12 ዉዕሊ መከበሪ ናይቲ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ 10 ሚእታዊ ከትሕዙ አለዎም
13 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0932202062 091434546050