Tigray Womans Association

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባኒ አክሰሰሪ/ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዕድጊት ትፍፅም ሰለዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዓይነት ንብረት ዕርየቱ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ ኣይፍቀድን

6. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ

7. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/03/2018 ዓ/ም - 30/03/2018 ዓ/ም ይኸውን::

9. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 30/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸውን:

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

11. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20 ፐርሰንት ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ ይከአል

12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

NoItemUnitQuantityUnit PriceTotal Price
1Breaker 3 phase 125 APcs2
2Breaker 3 phase 32 APcs1
3Breaker 3 phase 63APcs1
4Breaker 1 phase 32 Apcs2
5Cable 4*10mm squaremetre16m
6Cable 4*10mm squaremetre56m
7Cable 4*4mm squaremetre5m
8Cable 4*2.5mm squaremetre5m
9Cable_2*2.5mm squaremetre6m
10Clip Ø 22pcs80