Abyi Adi Town Planning and Finance Office

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መደበኛ በጀት ጥሙር ዕድጊት ናይ ማኪና ስፔር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2017ን 2018ዓ/ም ዓ/ም ዘሐደስኩም

• እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

• ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ/ቫት/ ኮይኖም ናይ መስከርም 30/2018 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደኮፒ ክቅርብ ዝክእል

• ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደሰኩምን

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ / TIN / ዘለኩም

• መክበሪ ጨረታ ናይ ስፐር 20000 ቅርሺ ብCPO ወይ ብጥረ ንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ንምም/ር ክፍሊ ብምግዛእ ክጫረት ዝክእል

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምምሕዳርን ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅኖልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ትፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትኣትን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት 23/ 03 /2018 ዓ/ም ክሳብ 03/ 04 /2018 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡30

• ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸሉ ዕለት 03 / 04 /2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝፈተሉ ዕለት 03 / 04 / 2018 ዓ/ም ሰዓት 4 40ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ 03 ቀበሌ ምምሕዳር ህንፃ ዝርከብ እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካድ

• ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መስለ ዝተሓለወ እዩ

• ስዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ውሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝክእል

• ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ውይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን

• ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914754301/0914120620/0914242030/0914747125 NB - ኣድራሻና 03 ቀበሌ ዓ/ግዲ ኣብ ናይ ከተማ ምም/ር: