ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ከዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቀጥዒ ብምምላስ ሕጋዊ ነጋዶ ከተወዳደሩ ይዕድም::
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ታረቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38004 | 1 | Sheet metal (for water Stop) | G-28 | ሜትር | 60 |
ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
▪ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ከተሓሓዝ ኣሰዎ፡፡
▪ እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘሰዎን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ከቀመጥ ላሰዎ
▪ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈሰጠሱ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገሰገሱት /ኣቅሓ/ ከህብ ኣሰም፡፡
▪ ዘድሲ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ከመሰለ ኣሰዎ
▪ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕለት 17/3/2018-19/3/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00àዩ::
▪ ፕሮፎርማ ዝከፈተሱ ዕሰት 19/3/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይኸውን፡፡
▪ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕልው እዩ
• ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስሰኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ከፍሲ ብኣካል ብምምፃእ
ምጥያቀን ኘሮፎርማ ቅጥዒ ምውሳድ ይከኣሰ::