Mekelle chamber of commerce and sectoral association

ፕሮፎርማ ሕትመት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ራቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1(CRV)ቅብሊት ፓድፓድ50

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ሮቃሕትታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ( Tin number)፣ናይ VA ተመዝጋቢ ምዃኖም ከቅርቡ ዝኸእሉ

2. እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ 15/03/2018 እስካብ 19/03/2018 ዓ/ም 4፡00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

3. ተወዳዳሪ ሰዓራይ ምዃኑ ምስተፈለጠ ኣብ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሪ ናብ ሰራሕ ክኣቱ ዝክእል፡፡

4. ተወዳደርቲ ብናይ ባዓልኹም ሰነድ መሊእኹም ኣብ 15 ቐቤለ ጎኒ ከነማ ፋርማሲ አብ ዝርከብ ትካልና ምቕራብ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

5. ቅብሊት ፓድ ደረሰኝ ብናይ ትካልና ሳምፕል መሰረት ምዃኑ ፈሊጥኹም ሳምፕል ምርኣይ ይኸውን፡፡

Tel:

+251 914042187/914753503