Tigrai Region Ethics and Anti-Corruption Commission

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref. No : ዕድ/ፋይ/02-27/18

ዕለት/ቀን/ 09/03/2018ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዝገብ ቤት ሩፍሩፍ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 09/03/2018ዓ/ም ክሳብ 11/03/2018ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ዓይነት ንብረትዝርዝርመዐቀኒመለክዒበዝሒጠቕላላ ዋጋ ብርመብረሂ
1ናይ መዝገብ ቤት ሩፍሩፍ ናይ ጉልበት ስርሕ4 ሜትሮ ×4.50ሳ/ሜቁፅሪ07
3 ሜትሮ ×4ሜትሮቁፅሪ03

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/03/2018ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8:30፤

✓ ፓስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 11/03/2018ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፣

✓ ሰዓረይ ዝኾነ ተወዳደራይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ብፅሬት ስሪሑ ከረክብ ዝኽእል፤ ✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፣

✓ ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17