1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምካኖምን ናይ መወዳታ ወርሒ ፀብፃብ ዘቅርብን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ መረዳእታ ዘቅርቡን ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡን ክኮኑ ይግባእ
3 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ዋጋ ሰንድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ካብ 5/3/2017 ዓም ክሳብ 19/3/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ንዑ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ 19/3/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
6 ቢሮ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከከም ኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ኣካል ካብ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ መከበሪ የትሕዝ ከምእዉን ኣብ ዉሽጢ 5 መዓለቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
8 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ኦርጅናል ኣቅሓ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ይገብር
9 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ ሰመሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937023598 0914104089