Tigray Health Bureau

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1እስክሪቢቶ ሰማያዊ ባዓል 50 ዝሕዝብሳምፕልፓከት24
2ፕሪንተር ወረቀት A4 size 80G 500 ሽትብሳምፕልደስጣ60
3እስክሪብቶ ፀሊም ባዓል 50 ዝሕዝሳምፕልፓኬት05
4እስክሪብቶ ቀይሕ ባዓል 50 ዝሕዝሳምፕልፓኬት01
5ፍለሽ ሚሞሪ ፓንተም64 ጂቢ ሳምፕልቁፅሪ20
6ፕሪንተር ቀለም17Aቁፅሪ03
7ፕሪንተር ቀለም151Aቁፅሪ10
8ፕሪንተር ቀለም05Aቁፅሪ10
9ጉሓፍ መጠራቀሚፕላስቲክቁፅሪ3
10ፕሪንተር ቀለም26Aቁፅሪ2

እንክተሎም መምርሒ-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 2/3 2018 ዓ/ም - ዕለት 4/3/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10፡30 ተዓዕዩ ዕለት 5/3/2018 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዲመኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒፁ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል