Bureau of Land and Minerals

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ መሬትን ማዓድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብብሮፎርማ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ሰለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ መስፈርቲ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዘርዝርመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋ
1ፕሪንቴር ቀለምM 806ቁፅሪ9

1. በቲ ዘርፍ 2017 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝሓለ

2. መረባይነት ከቅርብ ፡ TIN ከቅርብ ዝክእል

3. ተጫራታይ አሸናፊ ምስ ኮነ ደብዳቤ ምስተሓፈሉ አብ ውሽጢ ሰለስተ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ከረክብ ዝክእል

4. እቲ ጨረታ ዋጋ ሸውዓት ማዓልቲ ፀንዑ ይፀንሕ

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

6. እዚ ፕሮፎርማ አብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ መሬት ማእድን ከልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን ምም/ር ቢሮ ቁፅረ 228 ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈረማን ብምግባር ብዝዓሸነ ፓለታ ኣታዊ ክትገብሩ ትከኢሉ

7. ቢሮ ና ዝሐሸ አመራፂ አንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8. እዚ ፕሮፈርማ ካብ ዕለት 02/03 /2018 ክሳብ ዕለት ዕለት 04/03/2018 አብ አየር ይፀንሕ አ ዕለት 05/03/2018 ዓ/ም ሳዓት 4:00 ይከፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰልኪ ቁፅረ 0342405423 ምሕታት ይከአል