Adwa Hospital

ጨረታ ብሬድዩ ዝተጋወሐሉ 30/1/2018 ዓም እዩ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናምበርን ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎ ቅዳሕ ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝጋቢ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ዲክላሪሽን መረጋገፂ ወረቀት ቅዳሕ ዘቅርብ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዐለት ጀሚሩ ካብ ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድብንድ 5000 ቅርሺ ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርትፊኬት ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ካብ 25/2/2018 ዓም ክሳብ 5/3/2018 ዓምልክዕ ሰዓት 3:00 ይዕፀዉ እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ 5/3/2018 ዓም ኣብ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሰዓት 3:30 ተጨራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

5 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ካብ 20 መዓልቲታት ዘይበለፅ ይክዉን

6 ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ንብረት ናብ ሆስፒታል ዓድዋ ከርክብ ይክእል

7 20 መእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ሆስፖታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ምስራዝ መሰሉ ዝሐለወ እዩ