Tigray Water Works Enterprise

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
378591ሰንሰለት ንቴንዲኖ መእሰሪpcs05
2ማእኸላይ ቑልፊ (ጓጉንቸር 65 ቑፅሪ)pcs20
3መኩዓቲpcs30
4መጋፍያpcs30


ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት

● ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

● እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ከቀመጥ ላሰዎ

● እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

● ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ)ክህብ ኣለዎ።

● ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

● ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20 / 02 /2018 - 24 /02 /2018ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።

● ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 25 / 02 /2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።

● ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

● ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ - ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።