Tigray Police Commission

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንተሽከርከርቲ መቀያየሪ አቁሑት አጫሪቱ Â ክዕድግ ይደሊ

ብመሰረት እቲ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ተመዝጋቢ ወርሓዊ ዲክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ ዝክእሉ::

3 ናይ ጋራጅ ደረጃ ብቅዓት 4ይ ልዕሊኡን ዝኮነን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ /Tin no/ ቑፅሪ ዘለዎም

5 ጨረታ መኽበሪን 10000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተወዳደረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ Â ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

7 ተወዳደረቲ አብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ አድራሻ ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ::

8 ተወዳደረቲ ንሕድሕድ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 27/ 11 /2008 ዓ/ም - 11/12/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ አብ መ/ቤ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ

9 እቲ ጨረታ ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩÂ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ Â ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

10 Â ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ

 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል