Tigray Presidency Office

ቑፅሪ ዕክንም)3/22/2-3/1/01

ዕለት 29/01/2018 ዓ/ም

ዕድመ ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 11

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መስዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ አንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ ፎቶ ኮፒ _ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲእኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 29/01/2018 ዓ.ም ሰዓት ክሳብ 3/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡ ዝቐረበፕሮፎርማ _ ዕለት 04/02/2018ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕስ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝክለስ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽሽስ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽሳሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘዴዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ህኒቡ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ገ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩዴ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙስእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሱ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳዴ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሱአ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስበ እዩ፡፡

ንዝደስ ሓበሬታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይካለል

ዋጋ መምልኢ

ተ/軍ዓይነት ግልጋሎት መግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋሞዴል መኪና
ብርሳንብርሳን
1Pad kit04465-Yzzf6set01HZJ79
2Shoe kit04495-60070set01HZJ79
3Oil Filter90915-30002pcs02HZJ79
4Fuel Filter23390-64480pcs01HZJ79
5Bearin, Tapered Outer90368-45087pcs02HZJ79
6Bearin, Tapered Inner90368-49084pcs02HZJ79
7Gares Seal90311-62001pcs02HZJ79
8Engine Oil15w40Liter12HZJ79
9GreesTOTALkilo02HZJ79
10Fuel Tank Cap69058-60170pcs01HZJ79
11Brake Drum42431-60250pcs01HZJ79
12Fuel Filter23390-51070pcs01HZJ79
13Gear box (Canbye Oil)90 ብጋሎን 02HZJ79
14Differention Oil140ብጋሎን 02HZJ79
15Head Light D.H81150-60c10pcs01HZJ79