Poly Acadamy

ቑፅሪ PCSS/ 46/2018 

ዕለት 27/ 01/2018

ግልፂ ምልክታ ጨረታ

ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦

ስለዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንሓደ ኪሎ ሓፂን እትገዝእሉ ዋጋ ብንፁር ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም፦

➢ ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘቅርብ

➢ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ካብ ትካልና ተረኪቡ ዝወስድ ንመክበሪ ጨረታ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል

➢ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ብስምዒ ብዝተኣሸገ ኤምቤሎፕ ዋጋ መሊኡ ነዚ ተባሒሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቱ ይክእል

➢ እዚ ጨረታ ጥቅምቲ 03/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይኸፈት

➢ ትካልና ዝሐሸ መማረጪ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብኸፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሓለወ እዩ

➢ ንመሸጣ ዝተዳለወ ንብረት ኣብ ዝኾነ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል እናቀረብካ ምርኣይ ይክኣል

➢ ኣደራሻ ክፍለ ከተማ ሓድነት ጣብያ መትከል / 17 ቀበሌ / ትእምት ሕልፍ ኢልኻ ንኲሓ ኣብ ዝስድ ዋና መንገዲ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 09 14 73 20 73 ደዊልካ ምሕታት ይክኣል