Adwa municipal city

በዚ መሰረት ኣብ ናይ መብራህቲ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ በኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 4 ዕልሊኡን ዝኮንኩም ተጫረቲ ክተሳተፉ ይዕድም

1 ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግድን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ተኮናተራይነት መዝጋበ ደረጃ ዝገልፅ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ምዝጋባ ከፋላይ ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ መስከርም 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለሪሽን ከማልኡ አለዎም

2 ተጫረቲ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክሳተፉ ይክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ኢንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንት 300000 /ሰለሰተ ሚኢቲ ሽሕ/ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ አብ ዉሽጢ 160 ተካተታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙለእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ

5 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ 19/1/2018 ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣድላይ መረዳእታ ዘይምለስ 2000 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

6 ተጫራቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት መረዳእታ ሐደ ዋናን ከምኡድማ ክልት ቅዳሕን ናይ መወዳደሪ ዋጋ ማለተ እዉን ፋይናንሻል ሐደ ዋና ሐደ ቅዳሕ ቴክኒካልን በበይኖም ተዓሺጎም መሊስካ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ መዓሸጊ ተዓሺጎም ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ዓድዋ ኣዳራሽ 4/2/2018 ዓም ከሳብ ሰዓት 300 ብኣካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም

7 ተጨረታ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዘሎ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም አብ ነብሰወከፍ ገፅ መረዳእታ ፈሪሞምን ሐቲሞምን ቅደም ሰዓብ ሐለይም መረዳእታ እተይኣዛብዑ እቲ መረዳእታ ከምቲ ክሽየጥ ዘሎ ከምዝነበረ ኮይኑ ከረክቡ አለዎም

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ 4/2/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ኣብ አዳራሽ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ክክፈት እዩ

9 ሰዓራይ ዝኮነ ኮንትራክተር ካብ ጠቅላላ ናይ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ሐደ ሚእታዊ ናብ ቤት መዘጋጃ እቶት አታዊ ከምዝገብር ፈሊጡ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ