Tigray Womans Association

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ባጃጅ(ንትራስፖርት) ከተወዳድር ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ።

3 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ

5 እቲ ዘቅርብዎ ባጃጅ ካላውዶ፣ ሊቭረይ ዘማልእዎ ክከውን ኣለዎ::

6 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 21/2/2017 ዓ/ም - 29/12/2017 ዓ/ም ይከውን::

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 29/12/2017ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/2/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን᎓᎓

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

9 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁካብናብኪ/ሜትርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ካብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይናብ ዳግም ኣምሳል3ኪሎ ሜትር
2ካብ ዳግም ኣምሳልናብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ3ኪሎ ሜትር
3ካብ ዳግም ኣምሳልናብ ዓይደር ሆስፒታል4ኪሎ ሜትር
4ካብ ዓይደር ሆስፒታልናብ ዳግም ኣምሳል4ኪሎ ሜትር
5ካብ ዳግም ኣምሳልናብ መቐለ ሆስፒታል ሓምሊን4ኪሎ ሜትር
6ካብ መቐለ ሆስፒታል ሓምሊንናብ ዳግም ኣምሳል4ኪሎ ሜትር
7ካብ ዓይደር ሆስፒታልናብ መቐለ ሆስፒታል2ኪሎ ሜትር
8ካብ መቐለ ሆስፒታልናብ ዓይደር ሆስፒታል2ኪሎ ሜትር
9ካብ ዳግም ኣምሳልናብ ዓዲ ሓውሲ1.5ኪሎ ሜትር
10ካብ ዓዲ ሓውሲናብ ዳግም ኣምሳል1.5ኪሎ ሜትር
11ካብ ዳግም ኣምሳልናብ ማእከል ከተማ2.5ኪሎ ሜትር
12ካብ ዳግም ኣምሳልናብ ነባር መናሃርያ3.5ኪሎ ሜትር
13ካብ ዳግም ኣምሳልናብ ሓዱሽ መናሃርያ6ኪሎ ሜትር
14ካብ ዳግም ኣምሳል7ኢን ክፍለ ከተማታትብማእከልላይ 3ኪሎ ሜትር


ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐለ