Tigray Water Works Study, Design and Supervision Enterprise

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ትርጉም ግልጋሎት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

PRተ.ቁዓይነትን ብረትመፍለይመዐቐኒ በዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
/6934/ -6/171ካብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ናይ ሓደ ገፅ ሰፍ ዋጋገፅ1
2ካብ ቋንቋ ትግርኛ ናብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋገፅ1
3ካብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅፍ ዋጋገፅ1
4ካብ ቋንቋ ትግርኛ ናብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋገፅ1
5ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናብ ቋንቋ እንግሊዝኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋገፅ1
6ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋገፅ1

- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዘፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልገሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 19/ 11/2017 - 21/11 /2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11 00_እዩ።

- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/ 11/2017 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይኸውን ።

- ሰዓራይ መክበሪ ውዕሊ ኣትሒዙ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ስምምዕነት ክፍፅም ዝኽእል።

- ትካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተ ሓለወ እዩ።

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያችን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።