Tigray Womans Association

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ፍራንስ ኤክስፐርት ንናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምግቢን ናይ ፐርሰናል ኣይተምን ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ

1. ናይ 20 17 ዓ/ ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከተቅርቡ ትክእሉ

2. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

3. ንግዲ ፍቃድ ቫት, መቅረባይነት ከምኡ ዉን ቲን ናምበር ከታሓሕዝ ዝክእል

4. ብባንክ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5. እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዕለት 9/11/2017ዓ/ም -18/11/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ይኸውን

6. ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 18/11/2017 ዓ/ም ስዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/11/2017 ዓ/ም ስዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ይክፈት

7. ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን

8. ተወዳዳራይ ሰዓራይ ሙካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ