ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መፋቱሕ (Tools Kit) ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ናይ ወርሒ ጉንበት ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
5. ጨረታ መኸበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ)ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።
6. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15' መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 03/11/2017 ክሳብ 17/11/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Beta Tools Kit (Fuel Kits) | Beta | Set | 01 | Tools | ||||
| 2 | Scan Tools | Maxisys Model 2025 | Set | 01 | Tools | ||||
| 3 | Digital Multimeter | Beta | Pcs | 02 | Tools | ||||
| 4 | Torque Rench | 50N-200N | Pcs | 02 | Tools | ||||
| 5 | Nozzel Tester | Beta | Pcs | 01 | Tools | ||||
| 6 | Commonrall injector tester | Bosch-Deophi-Siemens-denso-plezo (Bosch) | Set | 01 | Tools | ||||
| 7 | Test Light | Pcs | 02 | Tools | |||||
| 8 | Flor jack (Hydrolick) | 5-10 Ton | Set | 05 | Tools | ||||
| 9 | Solder Gun | Beta | Pcs | 02 | Tools | ||||
| 10 | Strong Tools Gun | Finder | Pcs | 02 | Tools | ||||
| 11 | Oil Filter Rench 3 Fingurs | Beta | Pcs | 02 | Tools | ||||