ዕለት 21/10/2017
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 22
ናይ ኤሌክትሮኒክሰ(ፕሪንተር) ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክሰ (ፕሪንተር) ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋንኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 21/10/2017 ክሳብ ዕለት 24/10/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
6. ተወዳደርቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ብራንድን ሞዴልን ናይቲ ፕሪንተር ክጠቅሱ ይግባእ እንሕድር ብራንድን ሞዴልን ዘይተጠቀሱ ግን ውደቂ ይኮኑ፡፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁዕሬ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፕሪንተር | SPECIFICATION ብመሰረት | ብቁፅሪ | 03 | ||
| 2 | D-Link | 8 port | ብቁዕሪ | 02 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረበ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875