Tigray Womans Bureau

ቁፅሪ ጉደ/618/11/8-2/17

ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ 4-01003 ትግ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።

ተቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ፍይል ፊልተር90915-30002ቁፅሪ01
2እስፓይደር ኪት04371-60060ኪት02
3ኦልተርኔተር አሰይ27060-17210ሴት01
4ዶር ግላስ ሬጉሬተር69802-60070ቁፅሪ01
5ሹ-ኪት04495-60070ሴት01
6ሾክ ኣቭዞርቨር ቅድሚት48511-69595ቁፅሪ02
7X-Pro ባትሪ70Aperቁፅሪ02
8ችንጋ ሞተርሞዴል105 HZቁፅሪ01
9ካፕ44305-22060ቁፅሪ01
10ፓወር ስትሪንግ ኪት04445-60050ቁፅሪ01


መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብንፁርን ዝረኦይን ደኩመንት ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/10/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ኣብ ኣየር ይፀንሕ

• ብተመሳሳሊ ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም 03:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 03፡30 ይክፈት ሰዓት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ ኣለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ ኣለዎ

• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ 'ዩ።

• ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኸ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

• ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ ኣብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።