Tigray Water Works Study, Design and Supervision Enterprise

ቑዕሪ/Ret No፡ኢመዲቁ/8915/1-5/17
ዕለት/Date፡ 10/10/2017

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ ቫት ዲክለሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡

7. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 10/10/2017 ክሳብ 13/10/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይከአል እዩ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Power cable of 3*6 mm2 for industrial labml218Elswidy
2Rigid PVC conduit 25mmpcs73Made in Mekelle
3power cable of 3*2.5 mm2 for water heaterml31Elswidy
4Rigid PVC conduit 16mmpcs11Made in Mekelle
5Junction Box 20*30pcs1Original
6Industrial socket outlet outlet 32Apcs8Original
7water heater socket outlet 16-25Apcs2Original
81-phase breaker 32Apcs8Chint
91-phase breaker 16-25Apcs2Chint
10LED 24 W Light fittingPcs11Made in Mekelle