Tigray Health Bureau

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ ን2 ግዜ

ወርሒ ሰነ 2017 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒኽስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም!

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳን
1Hand held Inkjet PrinterAttached AS Per Specification Iብቁፅሪ01

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ብግልፂ ኽፀሓፍ ኣለዎ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 10/10/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 12/10/2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት 13/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7' ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::