Tigray regional state House development agency

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፍት መሳርሒ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 11/10/2017 ዓ/ም ስዓት 10:30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም

- (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

- ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም። 

ተ.ቁዓይነት ኣቕሓዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1External Hard Disk1TB /SSD/ቁፅሪ6
2Internal Hard Disk optiplex 7010500GB/SSD/Wih cabelቁፀሪ1
3mouseorjenalቁፅሪ4
4Computer specerቁፀሪ3
5Lap top chargersampelቁፅሪ1
6Flush 64 GBቁፀሪ5
7Flush 32 GBቁፅሪ3
8ወረቀት 80 ግራምናይ ፕሪንተር |so 9002/1ደሰጣ69
9እስክርብቶ ሰመያዊሊክስ7 ብዓል50ፈረ ዝሕዝԻ10
10እስክርብቶ ፀሊምሳምፕልቁፅሪ100
11እስክርብቶ ሰመያዊሳምፕልቁፅሪ200
12እስክርብቶ ቀይሕሳምፕልቁፅሪ50

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሸጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና

• ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፡

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣