Tigray Development Association

ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳታት ማይጨው እንዳ መኾኒ ሳምረ ኣፅቢ ዓድዋን ናዕዴርን ንምድላው ምግቢ (ምጥን) ዘገልግሉ ሼዳት ዝምልክቶም ስራሕ ተቋረፅቲ(ብርኪ 10 ልዕሊኡን ዝኾኑ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡ ዘለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

1. ናይ 2017 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

2. መለለዪ ጋግዲ ፍቓድ (T Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፡

3. VA ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓ ም

ዲክላራስን ከቕርቡ ዝኽእለን፣

4. ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር 10.000.00 ክትሕዙ ዝኽእሉ፡

5. ካብ እስፐሊፍኪሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

6. እዚ ወረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበረ ወሶለ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ኣጠናቒቑ ከረክብ ዝኽእል፡

7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VA ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VA ከምዝተመልእ ተሓሳሲ ይግበር፡፡

8. ኣብቲ ናይ ጫረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡

9. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ነቦር ዮሃንስ ቢሮ ቑፅሪ 150 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር 200.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣

10. ን ል ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣

11. እዚ ጨረታ ዕለት 20/10/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ይኽፈት፡፡

ማ ሕ በ ር ል ም ዓ ት ት ግ ራ ይ!