Tigray Regional Anti-Corruption Commission

1 ኣብዚ ጨረታ ዘምልከቶም ደቀቅቲ ኣናእሽተይ ማሕበራት ካልኦት ሕጋዉያን ነጋዶን ኾይኖም ዝተሐደሰ ሰርተፊኬት ንግዲ ፍቃድን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ቲን ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ብር 3000 ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝተደለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ቢሮ ቑፅሪ 268 ዕፋይ ምም ንብረትን ዘይምለስ ብር 20 ከፊሎም ካብ ዕለት 1/10/2008 ዓም ክሳብ 10 /10 /2008 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል ጨረታ ዝዕፀወሉ 10 10 2008 ዓም ሰዓት 830 ድቐትሪ ይከዉን

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10/10/2008 ዓም ሰዓት 9:00

6 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ይአሰር

7 ዝሰዓሩ ተወዳደርቲ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሙሉእ በምሉእ ንብረቶም ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ከልዕሉ አለዎም

8 ተወዳደርቲ ናይ ዝተወዳደርዎ ዝሐዘ ደኩመንት ኦርጅናል ን ፎቶ ኮፒን ዝሐዘ ሰነዳት ኣብ ፖስታ ምስ አሸጉ ፖስታ ናይቲ አታዊ ዝግበረሉን ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምም/ር ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 268 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ

9 ተወዳደርቲ ኣብቲ ናይ ዉድድር ሰነድ ዝቀረበ ቅጥዒታት ብትክክል መለኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፊሪሞምን ማሕተም ኣዕሪፎም ቅድመ ሰዓብ እቲ ደኩሜንት እንተይኣዛብዑ እቲ ደኩሜንት ከቅርቡ አለዎም ዝተጓደለ ብትክክል ዘይተመልእን ቅድመ ሰዓብ ዝተዛበዐን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ የግብር እዩ