ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መፋቱሕ (Tools Kit) ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮር ተታሓሕዙ ትክእሉ።
2. ንናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን 11 ብዕሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዛ ትኽእሉ።
3. ጋት መዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮሮን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።
4. ናይ ወርሒ ሚያዝያ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ከ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
5. ብረታ መኽበሪ ብ CEO ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ክትሕዙ ዝኽእሉ።
6. ይዘቱ አብዙ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርክቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15 መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የሪክ...
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 04/10/2017 ክሳብ 18/10/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4 00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኽፈት ፡
8. ይተካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ ዋጋ | ጠ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | Beta Tools Kit (Fuel Kits) | Beta | Set | 01 | Tools | ||||
| 2 | Scan Tools | Maxisys Model 2025 | Set | 01 | Tools | ||||
| 3 | Digital Multimeter | Beta | Pes | 02 | Tools | ||||
| 4 | Torque Rench | 50N-200N | Pcs | 02 | Tools | ||||
| 5 | Nozzel Tester | Beta | Pcs | 01 | Tools | ||||
| 6 | Commonrall injector tester | Bosch-Deophi Siemens-denso-plezo (Bosch) | Set | 01 | Tools | ||||
| 7 | Test Light | Pcs | 02 | Tools | |||||
| 8 | Flor Jack (Hydrolick) | 5-10 Ton | Set | 05 | Tools | ||||
| 9 | Solder Gun | Beta | Pes | 02 | Tools | ||||
| 10 | Strong Tools Gun | Finder | Pcs | 02 | Tools | ||||
| 11 | Oil Filter Rench 3 Fingurs Grand Total | Beta | Pes | 012 | Tools | ||||