The State Council of Tigray

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 29

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፕሪንት ኮፒ ስካነር (print
copy scan fax wifi(All in one) ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝአ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ብሰራ Tቢ ዘለኩም

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝኽእል

5. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናዝና መወዳደሪኩም ከም፡ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፡ ብምግባር ብሽምቲ ብዝተዓሸን ፓረታ ካብ ዕለት 02/10/2017ዓ/ም ክሳብ 04/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4 00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/10/2017ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቑፅሪ 08 ይክፈት

7. ብእቲ ዝቐርብ ፅራቱ ዘሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን

8. ኣብ ዋ መግቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂጋ ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን

9. ካብዚ ዝተሓተተ ገብረት ወፃኢ ብዕሌኻ ዓይነት ዘይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እሁድ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ለቤት ቤት ምሴ ክለል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ስለ ዘገልግል እቲ ሰራሕ ኣይህም የጋይምሊኡ

11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ልፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ስራሕ ተስፈሰራኬሽን መሰረት ንከ ርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚቴ አለኩ ::

12. ዋጋ በኒኑ ዝሓለ እማ እቲ ጨረታ ፕሮፍረማ ተራእዪ ሰገራ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኼን

13. ትካልና ዝሓሸ መግረዝ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብሩላ ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መሰነ መራገፊ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኢታዊ ዝገብሩ።

15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲንቁፅሪ 002644875 ከምዝኮነ ንሕብር።

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 06 ኢታዊ ትነገር

17. ናይ ፕሮፎርማ ነቲ ካብ ቤት ፅሕፈትና መእካ ምውሳድ ይከኣል

18. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት : ርአሰ ምምሕዳር ከ/ ትግራይ