Tigray Womans Association

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግብን ናይ ህንፃ መሳረሕን ናውቲ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ

ተወዳደርቲ ከተማልእዎ ዝግበአኩም

1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2. ኦርደር ካብ ዝወሰድኩም ኣብ ውሽጢ 3 ዓልቲ ከተቅርቡ ትክእሉ

3. 2 % ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2017ዓ/ም-29/09/2017 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/09/2017ዓ/ም 4:00 ዝክፈተሉ ድማ 29/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 እዮ

5. ኣድላይ ኮይኑ ተተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ