1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017 ዓም : ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ : መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዲክለሪ ዝገበረሉ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ከቅርብ ዝክእል
3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚት ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል
5 ጨረታ ዝረከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/9/2017 ዓም ክሳብ 3/10/2017 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን
6 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 4/10/2017 ዓም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወክለቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
7 እቲ እትወስደዎ ሰነድ ጨረታ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ኣብ ነብስወከፍ ሰነድ ማሕተም ክህልዎ አለዎ
8 ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ከቅርብ ዝክእል
9 እቲ ተጫራታይ ዘቅርቦ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከትሕዝ አለዎ እንተዘይኮይኑ ንዝመፅእ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344452503