ቑዕሪ ዕክንም 16/23/1/01
ዕለት-25/09/17ዓ/ም
2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ቑ/ፕሮ-58
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይና ቤት ንብረት ምምሕዳ ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናመለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት
1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ካብ ዕለት 25/09/17 ክሳብ 27/09/17 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 28/09/17 ዓ.ም ሳዓት 02:30 ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ: :
2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊክሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ትራንስፖርት ክቅርብ ዝክእል ኣብ ውሽጢ 3' ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሎ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊዕኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተብሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል አብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን
5. እብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን
7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0344406451/0914732577 ምሕታት ይካአል
ዋጋ መምልኢ መኪና መለዋወጢ
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፃለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ሞዴል | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሰን | ||||||
| 1 | Front bearing hub | sample | pcs | 02 | pejo | ||||
ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ